07/12/2025
✅እዛ ፀባብ ኦፊስ (14 ካሬ) ብሰንኪ ሓንቲ ናይ ዲዛይን ሕጊ ምኽንያት ዝሓሸ ገንዘብ ትሰርሕ!
👉ኣብ ፀበብቲ ቦታታት ሰብ ክበዝሕ ተሎ
1-ምጭንናቕ ይፍጠር
2-ግልጋሎት ይድንጉይ
3-ተመሊሱ ልኸድ ከስተመር ይበዝሕ
✅ኣብ ናይ vibe creative ኦፊስለ
ጋሻ ተቐባሊ + ግራፊክስ ዲዛይነር + cashier ብሓደ ጠረጴዛ ኣቢሉ እዩ ዘተኣናግዱ ኔሮም
❌Smooth ግልጋሎት ንምሃብ ኣይሙችይ ነይሩ
👨💻ሐዚ ልልበይኑ ገይርናዮ
1-Reception
2-መፀበዪ
3- graphic designer ምስ ናይ ጋሻ ወንበር
📌ኣብ ቢዝነስኹም smooth ልኾነ ምንቅስቓስ ትህሊ ተሎ ከስተመርኹም
1- ምቾት ይስመዖም
2- ቀልጢፎም ግልጋሎት ይረኽቡ
3- ኻሊእ ዓሚል ይሰዱልኹም
✍ሀምዚኦም ዓይነት ልቢዝነስኹም ልጠቕሙ ሓበሬታታት ልምርካብ follow ምግባር ኣይትረስዑ።